ስደት ብቛንቋ ግጥሚ
“ትፈልጥ ፍቕረ” ኢሉኒ ኣብ ሓደ ኮርስ መምህረይ ዝነበረ ኣብቲ ናይ 90ታት ውግእ ሕድሕድ ዩጎዝላቭያ ናብ ኖርወይ ዝተሰደደ ወዲ ሞንቴኔግሮ፣ ብኣስተንትኖን እህታታዊ ድምጽን ከኣ “ናይ ስደት እቲ ዝኸፍአ ጸገሙ ንዓይ፣ ክሓዝን ከለኹስ ግደፎ እሞ ክሕጎስ እንከለኹ እኳ ሓጎሰይ ዘካፍሎ እስእን ምንባረይ እዩ። ሓደ እዋን ሰበይተይ ምስ ሓረሰት እሞ ከኣ እቲ ዝሃርፎ ዝነበርኩ ወዲ ምስ ኮነ፥ ብታሕጓስ […]
Read More ስደት ብቛንቋ ግጥሚ