“ቋንቋ፡ ዓውደ-ውግእ እዩ።” ዕላል ምስ ንጉጒ ዋ ትያንጎ
ኣዳላዊ ሮሂት ኢናኒ ትርጉም ፍቕረይ የማን መጋቢት 9, 2018 ዝሓለፈ ዓመት፡ ከንያዊ ጸሓፊ ንጉጒ ዋ ትየንጎ ናብቲ ብተዓዘብቲ ቅጽጽ ዝበለ ኣደራሽ ዩኒቨርስቲ ዊትዋተርስራንድ ናይ ጁሃንስበርግ ምስ ኣተወ፡ ኩሉ ሰብ ካብ ኮፍ ዝበሎ ብምትንሳእ እዩ ተቐቢልዎ። ተዓዘብቲ ብፊስካን ጭደራን ተሰንዮም ኣእዳዎም ኣብ ኣየር ብምዝርጋሕ “ንጉጒ! ንጉጒ! ንጉጒ!” እናበሉ ጨዲሮም። ቅድሚ ልዕሊ 50 ዓመታት […]
Read More “ቋንቋ፡ ዓውደ-ውግእ እዩ።” ዕላል ምስ ንጉጒ ዋ ትያንጎ