“‘ትወከል ዓለ’ላህ”
(“‘ትወከል ዓለ’ላህ” ሊብያውን ኣብ ዝበዝሐ ኣጋጣሚታት ክፋነዉኻ እንከለዉ ዘዘውትርዎ ኣበሃህላ ኮይኑ፣ ኣብ ኣምላኽ ተወከል ወይ’ኣምላኽ ምሳኻ ይዂን” ማለት እዩ።) ወተሃደራት ድርዒ ሊብያ፣ ካብታ ክፍሊ ምስ ኣውጽኡኒ፣ ኣብ ክልተ ኣእዳወይ ፌሮ ገይሮም ቆለፉኒ። የማነይን ጸጋመይን ከኣ ክልተ ወተሃደራት ዓጀቡኒ። ካልኦት ክልተ ድማ ምሳና ነበሩ። ኣብቲ ኣማኢት ተገልገልቲ ዝነበርዎ ሓደ ካብ ዓበይቲ ሆስፒታላት ሊብያ ዝኾነ […]
Read More “‘ትወከል ዓለ’ላህ”