“ቢራ ከስትየኪ”
እዋን ኣሎ ድቃስ ይኣብየካ እሞ፡ ኣብ ማዕበል ሓሳባት ብዘይ ርጉጽ ኣንፈት ስቕ ኢልካ ተንሳፍፍ። ሓንሳብ ትሓልም፣ ብትምኒት፡ ካልእ ሻዕ ናብ ሕሉፍ ብምምላስ ብዝኽሪ ከከም ኲነታቱን ስምዒቱን ትደግሞ …. ወዘተ። ክንደይ ክብሃል። ኣብ ድሮ ሳልሳይ ወራር ወያነ ለካቲት 2000 እመስለኒ፣ ኣብ ማይድማ ትሕቲ እቲ ሕክምና ዓይኒ ዘሎ ሩባ ሰፊርና ብሉኬቲ ንሰርሕ ነይርና። እቲ ብሉኬቲ ንገዛ ኣዛዚ […]
Read More “ቢራ ከስትየኪ”