እንቶሽ፡ ከም ጠስሚ ኣብ ልዕሊ ሽሮ ንቛንቋን ባህልን ትግርኛ
ገጣሚ፡ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣሕታሚን ዘርጋሕን፡ ኣሕታሚ እምኵሉ ዓመተ-ሕትመት፡ 2019 መጽሓፍ እንቶሽ ከምቲ ልዒሉ ዝተገልጸ ብቐሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝተጻሕፉ ግጥምታት ሒዛ ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝተሓትመት መጽሓፍ እያ፡፡ ኣብ መእተዊ ንብዙሕ ምርምርን ተገንዝቦን ስነ-ጽሑፍ ካብኡ ናብኡ ድማ ስነ-ግጥሚ ዝዕድም ጽሑፍ ብገጣሚት ይርግኣለም ፍስሃ ዝተጻሕፈላ ድማ እያ፡፡ ኣብ መጽሓፍ እንቶሽ ዘለዉ ግጥምታት ንምስትምቓር ይዅን ንምርዳእ መራትዕን መደግፍታን ዘየድሊ እኳ […]
Read More እንቶሽ፡ ከም ጠስሚ ኣብ ልዕሊ ሽሮ ንቛንቋን ባህልን ትግርኛ