Posted on Jul 16, 2017 by merebpoetry ዑፍ መስቀል ወቕቲ ሓልያ ተስፋ ከተበስር ብምብራቕ ትቕልቀል፣ ትፍቶ! ትብሃግ እምበር መዓስ ትህደን! ታሕሳስ ምስ ጣሕሰሰ ድሮ ጾመ-ርብዓ ሓጋይ እናቐረበ፣ በዚ መጸት ዘይትብሃል ዋዕሮ ኣኽላባት ኣዕሲላ ገደናታት ትሓድሮ፣ እስኪ ሕሰቢ ሕጂ ነብስኺ መርምሪ ንዑፍ መስቀል ዶ ነታ ኸልቢ ትመስሊ፧! ፍቕረይ የማን Share this:ShareTweetWhatsAppLike this:Like Loading... Related