ኣብ ቀብሪ ፍቕሪ

 

ንግርማ ደበና  ም’ምራኸይ

ምስ ንፋስ በናኒ

ንእምባ በረድ ምጽግዐይ

መኻኺ ብረስኒ፡

ፍርቁ ግርህነት ፍርቁ ዕሽነት።

 

ድሕሪ ዝናብ ዝሓፍሶ ምህርቲ

ድሕሪ ሓጋይ ዘሎ ሓምላይ ወቕቲ

ርእየ ምትስፋወይ

ንእምነት ኣሚነ ምጽባየይ፡

ፍርቁ ቅንዕና ፍርቁ ባህጊ፡፡

 

ደበና ተስፋ ኣብ ምህፋፉ

ህንጡይ እምነት

ቁልቁል ኣብ ምህታፉ፡

ዘሎ ህሞት፡ እንታይ ይስመ!?

 

  ፍቕረይ የማን
   12/2016

20150329_105614

 

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s