Posted on Mar 25, 2016Dec 13, 2018 by merebpoetry ዕላልኪ ርግኦ ውህደተ ዜማኡ መንፈሰይ ዝመልኦ፡ ልቦናኺ ብርቂ እናሻዕ ዝሕደስ ልክዕ ጸሓይ በርቂ፡ ራኢኺ ፍረ ጽባሕ ዝእረ፡ ጠባይኪ ‘ንደሞ ሰኣንኩሉ ወጅሂ በዓል ቆለ ኮይኑ ንዓቕለይ በዳሂ ፈታዊ ናጽነት፡ ዘይ’ንታዩ ፍቕሪ። ፍቕረይ የማን ሕዳር 2015 Share this:ShareTweetWhatsAppLike this:Like Loading... Related