ፍቕርኺ ዝፈጠሮ ባህታይ ንኽጽንብል ነቢት ጨሊጠዮ ጨርቂ ተሰሪሐ ብንፋስ ዝንብልበል። ____ ፍቕርኺ ዝፈጠሮ ሓዘነይ ክኽእል ነቢት ጨሊጠዮ ከውሒ ተሰሪሐ ብማዕበል ዘይልዓል። ትህቢ፡ ግን ዘይትቕበሊ ተደስቲ፡ ኣብኡ ብኡ ትድሰቲ፡ ትወስድዮ ከኣ 'ቲ ደስታ ደስ ኣብ ዝበለኪ ደስ ናብ ዝበለኪ ገጻቱ ዘይልለ ሃንዛ'ዩ ውህበትኪ። ፍቕረይ የማንጥቅምቲ 2015